The archive

Every essay, in one place.

Philosophy, religion, theology, psychology, science, morality, politics and society, and everyday reflections — written by our members. Browse by topic or read straight through.

Cover image for ስሉሳዊ መስርሕ ፍታሕ (ፍትሒ፡ ርትዒ፡ ምሕረት)
Philosophy•1 min read

ስሉሳዊ መስርሕ ፍታሕ (ፍትሒ፡ ርትዒ፡ ምሕረት)

ሓደ ኩነት ምስ ዝፍጸም፡ እቲ ፍጻሜ ኣብ ግለ-ሰብ ይኹን ወይ ኣብ ማሕበረሰብ ዘይፍትሓዊ ኮይኑ እንተተረኺቡ፡ ብርትዓውነት ብፍትሕን ብምሕረትን እንተ ቀሪብካዮ፣ ዕውትን ጥዕና ዘለዎ ፍታሕ ክኸውን ዘሎ ተኽእሎ ዓቢ ሚኢታዊ እዩ። ምኽንያቱ፦ * ርትዒ ሓቂ የገድሶ፣ * ፍትሒ ሚዛን ይሕሉ፡…

MT Yohannes

MT Yohannes

01/11/2026

Cover image for ሰብ ሰለስተ ኣስማት ሒዙ እዩ ዝጎዓዝ።
Philosophy•3 min read

ሰብ ሰለስተ ኣስማት ሒዙ እዩ ዝጎዓዝ።

ሰብ ሰለስተ ኣስማት ሒዙ እዩ ዝጎዓዝ። 1፡ ዝወረሶ ስም 2፡ ዝተዋህቦ ስም 3፡ ዝሰርሖ ስም * እዚ ኣስማት 'ዚ ነቲ ነፍሳውን ስጋውን መዳያት ጉዕዘኡ ጥራሕ ዝምልከት እዩ። 1 ዝወረሶ ስም ፦ እዚ ስም እዚ ካብ ስድራቤታዊ መበቆልን፡ መንነትን፡ ባህልን፡ ታሪኽን፡ እንዳውን፡ ብሄራውን…

MT Yohannes

MT Yohannes

01/11/2026